ብጉጅለታት ዝቐረበ መጽናዕቲ ሮሜ
ኣብ ኣርባዕተ ጉጅለታት ተመቓቒልና፡ ካብ ለካቲት ክሳዕ ሰነ 2024 ኣብ ዝገበርናዮ መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ፡ ዘገርም ሕብረትን፡ ግሩም ግዜ መጽናዕትን ነበረና። መዘከሪ ምእንቲ ክኸውን፡ በርባዕቲኡ ጉጅለ ዝቐረበ፡ “ሌላ ምስ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ” እንሆ፦
ኣብ ኣርባዕተ ጉጅለታት ተመቓቒልና፡ ካብ ለካቲት ክሳዕ ሰነ 2024 ኣብ ዝገበርናዮ መጽናዕቲ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ፡ ዘገርም ሕብረትን፡ ግሩም ግዜ መጽናዕትን ነበረና። መዘከሪ ምእንቲ ክኸውን፡ በርባዕቲኡ ጉጅለ ዝቐረበ፡ “ሌላ ምስ መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ” እንሆ፦
ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኰይኑ፡ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ከም መምህር ቋንቋ ኣደ ኰይኑ ዕለታዊ ናብራኡ ምምራሕ፡ መንፈሳውን ማሕበራውን ጽሑፋት ብምጽሓፍን ግጥምታት ብምቕናይ’ውን ይነጥፍ። ብዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ውሉድን ዝዀነ ቀሺ ዮናስ፡ ምስ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን ኣብ ሃገረ ሽወደን እዩ ዝነብር።
Fr. Yonas Welderufael is a mother tongue teacher from Asmara, who also writes spiritual and social articles as well as poetry. He is married with four children, and lives with them in Sweden.