10ይ ዙር፡ ምዝገባ ትምህርቲ ድሕነት

ኦተቤ ኤውሮጳ 10ይ ዙር ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ድሕነት ክጅምር ስለ ዝዀነ፡ እቶም ክትምሃሩ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ፡ ብምሕረት ኣምላኽ፡ እዚ ዕድመ’ዚ ነቕርበልኩም ኣለና። እግዚኣብሄር ይባርኽኩም!

Fr. Yonas Welderufael

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኰይኑ፡ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ከም መምህር ቋንቋ ኣደ ኰይኑ ዕለታዊ ናብራኡ ምምራሕ፡ መንፈሳውን ማሕበራውን ጽሑፋት ብምጽሓፍን ግጥምታት ብምቕናይ’ውን ይነጥፍ። ብዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ውሉድን ዝዀነ ቀሺ ዮናስ፡ ምስ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን ኣብ ሃገረ ሽወደን እዩ ዝነብር።
Fr. Yonas Welderufael is a mother tongue teacher from Asmara, who also writes spiritual and social articles as well as poetry. He is married with four children, and lives with them in Sweden.

Previous
Previous

ግሪኽ ኦርቶዶክስ፡ ንቐሺ ዮሴፍ መርሃጽዮን፡ ማህደረ ትምህርቲ ሂባ

Next
Next

“ዐረገች በስብሐት” ዲ. ኣማን ኡርጌሳ