ሙሴቬኒ “ዓለም ልዕሊ ዝኾነ ካልእ እዋን፡ ኣምላኽ የድልያ’ሎ”
ፕረዚደንት ሃገረ ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቨኒ፡ ኣብታ ሃገር ምብጻሕ ይገብሩ ምስ ዘለዉ ፓትርያርክ ዘመንበረ እስክንድርያ፡ ቅዱስ ኣቡነ ቴዎድሮስ ዳግማዊ ኣብ ዝተራኸቡሉ፡ ቅዱስ ኣቡነ ቴዎድሮስ ንድሕነትን ልምዓትን ሃገረ ኡጋንዳን መላእ ዓለምን ክጽልዩ ከም ዝተማሕጸንዎምን “ዓለም፡ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ እዋን፡ ኣምላኽ የድልያ’ሎ” ከም ዝበሉን፡ orthodoxtimes.com ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ኣፍሊጡ። ምሉእ ትሕዝቶ እንሆ