ዑደት ኣቡነ ቴዎድሮስ ኣብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን

ፓትርያርክ ዘመንበረ እስክንድርያ፡ ቅዱስ ኣቡነ ቴዎድሮስ ዳግማዊ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ዑደት፡ ህዝቢ ብኸምዚ ዝኣመሰለ ኣቀባብላ ኣኽቢርዎም።

Fr. Yonas Welderufael

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኰይኑ፡ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ከም መምህር ቋንቋ ኣደ ኰይኑ ዕለታዊ ናብራኡ ምምራሕ፡ መንፈሳውን ማሕበራውን ጽሑፋት ብምጽሓፍን ግጥምታት ብምቕናይ’ውን ይነጥፍ። ብዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ውሉድን ዝዀነ ቀሺ ዮናስ፡ ምስ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን ኣብ ሃገረ ሽወደን እዩ ዝነብር።
Fr. Yonas Welderufael is a mother tongue teacher from Asmara, who also writes spiritual and social articles as well as poetry. He is married with four children, and lives with them in Sweden.

Previous
Previous

ዝክረ ኒቅያ ኣብ ርክበ ካህናት

Next
Next

ሙሴቬኒ “ዓለም ልዕሊ ዝኾነ ካልእ እዋን፡ ኣምላኽ የድልያ’ሎ”