TV OTEBE-ስለምንታይ ኰረኻ፧
ስለምንታይ ኰረኻ፧ ስለ ምንታይ ከ ገጽካ ጸለመ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንሎሚ ረቡዕ 02 ነሓሰ 2023 ዝተዳለወ ቲቪ ኦተቤ ንምክትታል ኣብዚ ጠውቑ
ስለምንታይ ኰረኻ፧ ስለ ምንታይ ከ ገጽካ ጸለመ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንሎሚ ረቡዕ 02 ነሓሰ 2023 ዝተዳለወ ቲቪ ኦተቤ ንምክትታል ኣብዚ ጠውቑ
ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኰይኑ፡ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ከም መምህር ቋንቋ ኣደ ኰይኑ ዕለታዊ ናብራኡ ምምራሕ፡ መንፈሳውን ማሕበራውን ጽሑፋት ብምጽሓፍን ግጥምታት ብምቕናይ’ውን ይነጥፍ። ብዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ውሉድን ዝዀነ ቀሺ ዮናስ፡ ምስ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን ኣብ ሃገረ ሽወደን እዩ ዝነብር።
Fr. Yonas Welderufael is a mother tongue teacher from Asmara, who also writes spiritual and social articles as well as poetry. He is married with four children, and lives with them in Sweden.