ቅዱስ ያሬድ፡ መሠረተ ዜማ ወጢኑ ድዩ፡ ወይስ ኣማእዚኑ፧

ኣብ መጽሔት መገዲ ህይወት ቍጽሪ ክልተ፡ ታሪኽ ህይወትን ኣበርክቶን ቅዱስ ያሬድን ተጻሒፉ’ሎ።

ቅዱስ ያሬድ፡ መሠረተ ዜማ ወጢኑ ድዩ፡ ወይስ ኣማእዚኑ፧ እዚ እግረ መገዲ ዝተላዕለ ሓሳብ’ዩ። ስምዕዎ’ሞ፡ ዝብሃል እንተለኩም እንሆ ሜዳ!

Fr. Yonas Welderufael

ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኰይኑ፡ ማዕረ-ማዕረ’ቲ ከም መምህር ቋንቋ ኣደ ኰይኑ ዕለታዊ ናብራኡ ምምራሕ፡ መንፈሳውን ማሕበራውን ጽሑፋት ብምጽሓፍን ግጥምታት ብምቕናይ’ውን ይነጥፍ። ብዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ውሉድን ዝዀነ ቀሺ ዮናስ፡ ምስ ብዓልቲ ቤቱን ደቁን ኣብ ሃገረ ሽወደን እዩ ዝነብር።
Fr. Yonas Welderufael is a mother tongue teacher from Asmara, who also writes spiritual and social articles as well as poetry. He is married with four children, and lives with them in Sweden.

Previous
Previous

መጽሔት መገዲ ህይወት ቍ 4

Next
Next

ግሪኽ ኦርቶዶክስ፡ ንቐሺ ዮሴፍ መርሃጽዮን፡ ማህደረ ትምህርቲ ሂባ